Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ብ1 ነጥቢ 7 ሚልየን ብር ዝተዓደገ ፊኖን ዘይቲ ብልዕን ን450 ተመዛበልቲ ኣዴታት ተኸፋፊሉ

ሕብረት ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ብ1 ነጥቢ 7 ሚልየን ብር ዝተዓደገ ፊኖን ዘይቲ ብልዕን ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ንዘለዋ 450 ተመዛበልቲ ኣዴታት ደገፍ ገይሩ።

እተን ሓገዝ ዝተውሃበን ኣዴታት ካብ ኩለን መዕቆቢ ተመዛበልቲ ከተማ መቐለ ዝተውፃእፀኣ ከምዝኾና ተገሊፁ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *