Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ብፕረዚዳንት ኢሰያስ ኣፈዎርቂ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ፡ ሞስኮ ኣቲዪ

እቲ ላዕለዋይ ልኡኽ፡ ኣብ ማዕርፎ ነፈርቲ ቫኑኮቫ ኣብ ዝበጽሓሉ ሰዓት፡ ብምክትል ወጻኢ ጉዳያት እታ ሃገር ሚስተር ሩደንኮ ኣንደሪ ስነ-ስርዓት ኣቀባባል ተኻይድሉ። ብመሰረት ተታሒዙ ዘሎ መደብ፡ ንጽባሕ 31 ግንቦት፡ መራሕቲ ክልቲአን ሃገራት ርክብ ከካይዱ ኢዮም።

ብ26 ግንቦት 2023፡ ወጻኢ ጉዳያት ሩሲያ ሚኒስተር ሰርጌ ላቭሮብ፡ ኣብ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ብምብጻሕ፡ ንጽባሑቱ 27 ግንቦት ድማ፡ ምስ ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ ኢሰያስ ኣፈዎርቂ ብምርኻብ፡ ናይ ክልተ መዓልታት ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ ምንባሩ ይዝከር።

NationalEr Interest

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *