ዜና ትግርኛ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ምስቲ ኣብ ባጽዕ በጺሑ ዑደት ዘካይድ ዘሎ፡ ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ዝመርሖ ዘሎ ልኡኽ ሩስያ ብሰሉስ ተራኺቡ ከምዝተዘራረበ ተፈሊጡ። April 4, 2024