Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ጅቡቲ ኣቲዩ

ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ጅቡቲ ኣቲዩ።

እቲ ልኡኽ ኣብ ጅቡቲ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣምቡሌ እንትበፅሕ ብኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ኣቀባብላ ተገይሩሉ፡፡

ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ድማ ኣብ መበል 45 ዓመት ክብረ-በዓል ኣር ፒ ፒ ክሳተፉ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *