Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ብኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዝሃኦን ዢይናን ዝተመረሐ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳ ይዝቲ ኣሎ።

ኣብቲ ዘተ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ቻይና ኣብ ጉዳይ ሰብአዊ ሓገዝን ዳግመ ህንፀትን ሓገዝ ክትገብር ፀዊዖም።

ቻይና ኣብ ዘላቕነት ሰላምን ሰራሕቲ ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ኢሉ እዉን ኢትዮጵያ ከምትሕግዝ ድማ እቲ ጉጅለ ገሊፁ ።

እቲ ጉጅለ ድሕሪ ዘተ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት መቀለ ዑደት ከካይድ እዩ።

ድወት

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *