ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትኣትዉ ድማ ፕሬዝዳንት ጌታቸው ረዳ ኣቀባብላ ገይረምሎም ።
ፍሉይ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመርን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን ምስ ፕሬዝደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዘተ እናካየዱ እዮም።
ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት
Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!