ንልዕሊ ኽልተ ዓመታት ብዝቐፀለ ደማዊ ኲናት ተቋሪፁ ዝነበረ ትምህርቲ ምስ ቡዙሓት ሕፅረታቱ ምጅማሩ ዘዘኻኸረ እቲ ቢሮ፤ ይኹን እምበር ብሰንኪ ጥምየት ትምህርቲ ዝጀመሩ ህፃናት እውን ከቋርፁ ይግደዱ ምህላዎም ኣፍሊጡ።
ምጅማር ፕሮግራም ምገባ ተምሃሮ ነዚ ፀገም ክፈትሕ ከምዝኽእል እውን ንትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ኤጀንሲ ሓገዝ ኣሜሪካን ፃውዒት ኣቕሪቡ ኣሎ።
ድወት
Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!