Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ብምኽንያት ኣብ ከተማ ማይጨዉ ዝኽበር በዓል ጥምቀት ኣብ ወረዳ እንዳ መኾኒ ከረን ዳባት ዝካየድ ዘሎ ስነ-ስርዓት ኡርና።

ኡርና ማለት ኣብ እዋን ክራማት ከፍቲ መዳረትን መንቀሳቐስን ከይስእና ምችው ከባቢ ተመሪፁ ክልተ ሰለስተ ወርሒ ክሰፍራ ዝግበረሉ ስነ-ስርዓት እዩ።

እዚ ባህላዊ ክብሪ ንከይጠፍእ ብምኽንያት በዓል ጥምቀት መይጨው ነቲ ባህላዊ ክብሪ ተዓቂቡ ንክኸይድ ብምዕላም ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ኡርና ድማ ካብ ተመዛበልቲ ዝተወከሉ፣ ኣባላት ስድራ ስውኣትን ካልኦት ማሕበረሰብን ኣብ ዝተረኸብሉ እንግዶት ምሳሕ ተኻይዱ ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *