ኣብቲ “ዝኽሪ ለካቲት ንምሕዳስ ቃል ኪዳን ስዉኣት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝካየድ ዘሎ ፓነል ነበርቲ፣ ነባራት ተቓለስቲ፣መናእሰይን ኣባላት ማሕበረ ሰብ ንግድን እንዳተሳተፉ ይርከቡ።
ኣብቲ ፓነል ኣብ ዙሪያ መበገሲ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ፣ዓወታትን ፈተናታቱን ከምኡ ‘ውን ኣብ ዙሪያ ህልዊ ኩነታት መበገሲ ፅሑፋት ቐሪቦም ክዝተየሎም ትፅቢት ይግበር።
Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!