Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ብሚኒስትራት ዝምራሕ ጉጅለ ሉኡኽ መንግስቲ ፌደራል መቐለ አትዮም።

እቲ ሉኡክ ጉጅለ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ሒዙ ዝመፀ ኮይኑ ብላዕለውት አመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር አቀባብላ ተገይርሉ አሎ።

ሚኒሰትር ሚንስቴር እቶት ወ/ሮ አይናለም ንጉሰ ሚኒስትር ደቂ አነስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር አርጎጌ ተስፋይ
ሚኒስትር ጉምሩክ አይተ ደበሌ ቃበታ ሓዊሱ ካልኦት ብርክት ዝበሉ ሚኒስተራት ኣብቲ ጉጅለ ሉኡኽ ዝተኻተቱ ኮይኑ ምስ ዝምልከቶም አካላት ዘተ ከምዘሳልጡ ተሓቢሩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *