Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ብመሰረት ጸብጻብ መንግስታዊት ማዕከን ተለቪዥን ሶማሊያ (Somali National Television – SNTV)፡ ካቢነ ሚኒስተራት ሶማሊያ፡ ኣካል ግዝኣቱ ዝኮነት ሰሜናዊት ክፋል እታ ሃገር ዞባ ሶማሊላንድ፡ ሎሚ 01 ጥሪ 2023 ንኣፍደገ ባሕሪ ዝምልከት ምስ ኢትዮጲያ ከቲማቶ ዘላ ስምምዕ ኣመልኪቱ፡ ንጽባሕ ሰሉስ 02 ጥሪ፡ ህጹጽ ኣኼባ ኣሎ።

ምምሕዳር ሶማሊላንድ፡ ምስ ምምሕዳር ኣቢይ ኣሕመድ ከቲምዎ ዘሎ “መዘክር” (MoU) ከም’ዘአንፍቶ፡ ኣብ ዙሪያ ወደብ በርበራ፡ ኣስታት 20-ኪ/ሜተር ዝዝርጋሕ ገማግም ባሕሪ ሶማሊያ (ብወገን ወሽመጥ ዓደን) – ንኢትዮጲያ ክወሃብ ምኳኑ ኢዩ ዝሕበር ዘሎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *