እቲ ህንፃ ኣብ ጥቓ ብሄራዊ ስታዲየም ትግራይ ኣብ 3500 ካሬ መሬት ዝዓርፍ ህንፂ ኢዩ።
ነዚ እምነ ሰረት ዘንበሩ ፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ባንኪ ወጋገን ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ዓብይ እጃም ከበርክት ከምዝግባእ ሓቢሮም።
ትግቲቪ
Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!