ዜና ትግርኛ ድሕሪ ስምምዕነት ፕሪቶርያ ግልጋሎት ሓይሊ ኤለትራክ ትግራይ ዝሓሸ ተበፃሕነት ንክሕልዎ ይስራሕ እንተሃለወውን ሕዚ’ውን መብራህቲ ዘይረኸባ ወረዳታት ከምዘለዎ ተገሊፁ። August 2, 2023