በዓል መዚ ልምዓት እቶት ትግራይ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ምሕደራ ግብሪ፣ ዳግመ ህንፀት ቑጠባዊ ዓቕምን ሕውየትን ትግራይን ኣመልኪቱ ምስ ናይ ክልል ላዕለዎት መራሕቲ፣ ናይ ክልል ቢሮ ሓለፍቲ፣ ናይ ዞባ ኣመሓደርቲ፣ ወረዳ ኣመሓደርቲ ከምኡ እውን መዳርግትን ፈፀምቲ ዓቕምታትን ኣብ ዝተረኸበሉ ክልላዊ ዋዕላ እናተኻየደ እዩ።
እቲ ዋዕላ “ግብሪ ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ” ብዝብል ትግራይ ብቁጠባዊ ዓቕሚ ንምዕባይ ካብ ላዕለዎት ኣመራርሓ ጀሚሩ ክሳብ ታሕቲ ዘሎ ብምውዳድ ታይ ክሰራሕ ኣለዎ ኣብ ዝብል መሰረት ገይሩ እዩ ዝሳለጥ ኣሎ።
ትግቲቪ
