Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

በዓል መስቀል ኣብ ጎቦ ጮምዓ

ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ጎቦ ጮምዓ ዝኽበር በዓል መስቀል ሎምዉን ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ምኽባር ተጀሚሩ ኣሎ።

ኣብቲ ኣብ ጎቦ ጮምዓ መቐለ ዝኽበር ዘሎ በዓል መስቀል መራሕቲ ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲን ኣመራርሓ ጊዝያዊ ምምሕዳርን ተኸተልቲ እቲ እምነትን ተረኺቦም የኽብርዎ ኣለዉ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *