ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ሜዳ ባዓቲ ማይ መሳኑ ስነ-ስርዓት ዓኾዓኾዃይ ተሳሊጡ።
ኣብዚ ስነ ስርዓት ሓላፊ ባህልን ቱሪዝምን ዶ/ር ኣፅብሃ ገብረእግዚኣብሄር ሓዊሱ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ግዚያዊ ምምሕዳር መንግስቲ፥ ዓበይቲ ዓድን ዳያስፖራ ደቂ ትግራይን ከምዝተረኸቡ ቤት ፅሕፈት ኮምኒኬሽን ከተማ ዓድግራት ፀብፂቡ።

Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!