ዜና ትግርኛ ዘላቒ ሂወት ስድራ ስውኣት፤ ጉድኣት ኣካል ተጋደልትን ብሓፈሻ ሂወት ተጋዳላይ ትግራይ ውሕስ ንምግባር ዓሊሙ ንዝተጣየሸ ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ ምድጋፍ ሓበራዊ ዕማም ተጋሩ እዩ ኢሎም ኣቦ ወንበር ቦርድ እቲ ኮሚሽን ተጋዳላይ ታደሰ ወረደ May 23, 2023