Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ቁፅሪ ኣብ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ዝሞቱ ስደተኛታት ብ3 ዕፅፊ ወሲኹ

ናብ ኣውሮፓ ንምስጋር ብዝብል ኣብ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ዝሞቱ ኣፍሪካውያን ስደተኛታት ቁፅሮም ብሰለስተ ዕፅፊ ከምዝወሰኸ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ።

ንኣብነት ድማ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ ክሳብ ነሓሰ ኣብ ዘሎ እዋን 990 ኣፍሪካውያን ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ፀብፃብ እቲ ትካል ኣመልኪቱ፡፡

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ህይወቶም ዝሓለፈ ኣፍሪካውያን ስደተኛታት ቁፅሮም 334 ከምዝነበረ ኣፍሪካ ኒውስ ፀብፂቡ፡፡

ኣብ ኣውሮፓ ዑቑባ ንምሕታት ኣብ ጉዕዞ ዝሞቱ ህፃናት ቁፅሮም እናወሰኸ ከምዝመፅአ ዝገለፀ ውሕመ÷ ኣብቲ ጉዳይ ፖለቲካዊ ቆራፅነት ዘይምህላዉ እቲ ፀገም ከምዘጋደዶ ገሊፁ፡፡

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *