Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ተዛቲዮም

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ተዛቲዮም፡፡

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ርእሳነ ብሄርን ርእሳነ መንግስታትን ጎስጓስ ገለልተኛ ሃገራት ምስ ፕሬዝዳንት ዊልያም ሩቶ ተራኺቦም ኣብ ዞባዊን ክልተኣዊን ጉዳያት ከምዝተዛተዩ ገሊፆም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *