ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣዛዚ ተወርዋሪ ሓይሊ ሱዳን ጀነራል ሞሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣዛዚ ተወርዋሪ ሓይሊ ሱዳን ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎን ልኡኾምን ኣብ ሱዳን ሰላምን ምርግጋዕን ምንጋስ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ንምግባር ከምዝተቐበልዎም ገሊፆም።
Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!