Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ስነ ስርዓት ምረቓ ተምሃሮ ዮኒቨርስቲ መቐለ

ዩኒቨስቲ መቐለ ብዝተፈላለየ መርሀ ግብሪታት ዘምሃሮም ተምሃሮ ሎሚ ኣብ ኣዳራሽ ሓወልቲ ሰማእታት ኣመሪቑ።

እቲ ዩኒቨርስቲ ሎሚ ክልተ ሽሕን ሳላሳን ሓሙሽተይ ተምሃሮ ዘመረቐ እንትኾን ብቀደመይ ድግሪ፣ ካልኣይን ሳልሳይን ድግሪ መርሀ ግብሪ ትምህርቶም ዝተኸታተሉ እዮም።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ካብኔ ሴክሬተርያት ማሕበራዊ ልምዓትን ስግግርን ፕሮፌሴር ክንድያ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ዘሕለፉ እንትኾን እቲ ተረኺቡ ዘሎ ሃዋሁው ሰላም ብዙሑ ዋጋ ዝተኸፈሎ እዩ ብሙኻኑ ድማ ከምቲ ጠብ ዝበለት ማይ ከይትባኽን እንጥንቀቖ ተረኺቡ ዘሎ ሰላም ክንሕልዎ ይግባእ ኢሎም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *