ፕረዝደንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳን ኣቦ ወንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ላዕለዎት ሰብ መዚ ጊዝያዊ ምምሕዳርን አብ ከተማ መቐለ ዝተሰርሑ መሰረተ ልምዓታት ዑደት እናሳለጡ እዮም።
እቲ ዝሳለጥ ዘሎ ዑደትን ሰነ ስርዓት ምረቓ መሰረተ ልምዓትን ከተማ መቐለ መበል 49 ዓመት 11 ለካቲት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ምኽንያት ብምግባር ከምዝኾነ ድማ ተገሊፁ።
