1/ ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ – ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር
2/ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ – ምክትል ፕሬዚደንትን ካብኔ ሴክሬታሪያት ሰላምን ፀጥታን
3/ ሌ/ ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ – ምክትል ፕሬዚደንትን ካብኔ ሴክሬታሪያት ዴሞክራታይዜሽንን ዘይምእኹል ምሕደራን
4/ኣይተ በየነ ምክሩ – ካብኔ ሴክሬታሪያት ስግግር ቁጠባ
5/ ዶ/ር ሓጎስ ጎዲፋይ – ካብኔ ሴክሬታሪያት ምትእኽኻብን ምምሕዳርን ሃፍትን ትልምን
6/ ፕሮፌሰር ክንደያ ገ/ህይወት – ካብኔ ሴክሬታሪያት ትልሚ ስግግር ማሕበራዊ ልምዓት
7/ ወ/ሮ ያለም ፀጋይ – ካብኔ ሴክሬታሪያት መሰረተ ልምዓት
8/ ብርጋዴር ጀነራል ተኽላይ ኣሸብር- ካብኔ ሴክሬታሪያት ዳግመ ህንፀትንምጥያሽን
9/ ዶ/ር ኣልጋነሽ ተሰማ – ካብኔ ሴክሬታሪያት ሳይንስ፣ቴክኖሎጂ፣ ፈጠራን ስልጠናን
10/ ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ – ኣተሓባባሪ ካብኔ ሴክሬታሪያት
11/ ዶ/ር ኢያሱ ኣብርሃ – ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን
12/ ዶ/ር ገብረህይወት ዓገባ – ሓላፊ ቢሮ ኢንዲስትሪ
13/ ኣይተ ሞጎስ ገብረእግዚኣብሄር – ሓላፊ ቢሮ ማይን ኢነርጅን
14/ ኣይተ ታደለ መንግስቱ – ሓላፊ ቢሮ መጓዓዝያ
15/ ወይዘሮ ምሕረት በየነ – ሓላፊት ቢሮ ምትሕብባር ሃፍትን ፋንናንስን
16/ ዶ/ር ኪሮስ ጉዕሽ – ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ
17/ ዶ/ር ኣማኑኤል ሃይለ – ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ
18/ ኣይተ ሓዱሽ ተስፋ- ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ ትግራይ
19/ ሌተናል ጀነራል ፍሰሃ ኪዳኑ -ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ
20/ ዶ/ር ከላሊ ኣድሃና- ሓላፊ ቢሮ ሳይንስ፣ቴክኖሎጅን ፈጠራን
21/ ኣይተ ሓይሽ ሱባጋድስ – ሓላፊ ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ
22/ ወ/ሮ ገነት ኣረፈ – ሓላፊት ቢሮ ቴክኒክን ምያን ትምህርትን ስልጠናን
23/ሜጀር ጀነራል ዘዉዱ ኪሮስ -ሓላፊት ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን ዳግመ ህንፀትን
24/ ወ/ሮ ኣልማዝ ገብረፃድቕ – ሓላፊት ቢሮ ልምዓትን ኮንስትራክሽንን
25/ ወ/ሮ ፈለጉሽ ኣሳምነዉ -ሓላፊት ቢሮ መሬትን መዓድንን
26/ ወ/ሮ ፍረወይኒ ገብረግዚኣብሄር – ሓላፊት ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ
27/ ዶ/ር ኣፅበሃ ገ/ግዚኣብሄር – ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን
ኮይኖም ካብ ሎሚ 27 መጋቢት 2015 ዓ/ም ስረሖም ብዕሊ ተረኪቦም ኣለዉ።





