ዜና ትግርኛ0 ስምምዕ ደው ምባል ተኹሲ ሲዒቡ ኣብታ ብኲናት ዝተሃስየት መሬት ጋዛ ..ህዝቢ ናብ ኣደባባይ ወፂኡ ሓጎሱ ይገልፅ ኣሎ። Posted byE. AsfawJanuary 21, 2025 ሰላም ንኩሉ ወዲሰብ ይኹን። ትግራይና እውን መሬታ ኣምሊሳ ..ተፈናቐልታ ዝምለስሉ ግዜ የርእየና ኣምላክ!!
ዜና ትግርኛ ኣብ መፈለምታ ወርሒ ጥቅምቲ ዝሳለጥ ስነ-ስርዓት ብሄራዊ ሓዘን፣ መርድእን ዝኽርን ስውኣት ሓርበኛታት ትግራይ ሕጋዊ ስርዓትን ኣንፈትን ተኸቲሉ ንክካየድ ዘኽእል ምድላው ይውገን ከምዘሎ ቢሮ ፍትሒ ትግራይ ኣፍሊጡ። October 6, 2023