ዕጡቓት ኣምሓራን ሰራዊት ውልቀ መላኺ ኢሳያስን ሕዚ እውን ኣብ መሬት ትግራይ ኮይኖም ዝተፈላለዩ ገበናት ይፍፅሙ ከምዘለዉ ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ገሊፁ። እቲ ውድብ ነዚ ዝገለፀ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ መብርሂ እንትኸውን ገበንን ግፍዕን እቶም ሓይልታት ንከብቕዕ ድማ ማሕበረሰብ ዓለም ፀቕጢ ክገብር ፀዊዑ።
ምንጪ፡ ድምፂ ወያነ
Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!