Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
Africaዜና ትግርኛ
0

ሱዳን፡ ዝተፈላለዩ ዜጋታት ኣብ ሱዳን ዘሎ ኲናት ብምርሓቅ ናብ ኢትዮጵያ እናወሓዙ እዮም

ኣብ ሱዳን ዘሎ ኲናት ብምህዳም ናብ ኢትዮጵ ዝውሕዙ ናይ ካልኦት ዜጋታት ምህላዎም ተገሊፁ፡፡ ኣብ መተማ ዮሃንስ ብምስፋር ድጋፍን ምክንካንን እናተገበሮሎም ምኳኑ ተገሊፀ፡፡ ልዕሊ 23 ሃገራት ዜጋታት ናብ ኢትዮጵያ ከምዛተው እናተገለፀ እዩ፡፡ ኣረጋውያን ፣ ኣደታት ፣ ህፃናት ከምዝርከብዎም ተፈሊጡ፡፡

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *