Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
AfricaPoliticsዜና ትግርኛ
0

ሱዳን፡ ምስ ኢትዮጵያ ዘዋሱኑ ቦታታት ኢትዮጵያ ዶብ ክትዓጽወለ ሱዳን ጠይቃ

ኣብ መንጎ መንግስቲ ሱዳንን ፈጣብ ሓጋዚ ሓይልን(FS) ንሰሙን ዝተፀንሐ ኲናት ስዕቡ ዘይስሩዓት ዕጡቃት ካብ ሱዳን ከየምልጡ ኢትዮጵያ ዶባታ ክትዓጽወላ መንግስቲ ሱዳን ፀዊዑ፡፡ ኢትዮጵያ እቲ ኲናት ካብ ዝጅምረሉ እዋን ጀሚራ ብሰላማዊ መንገዲ ብዝርርብ ክፍታሕ ጻዊዒታ ዘቅረበት እንተኮውን ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን እወን ዕልባት ዘይረከበ ጉዳይ ወሰን ከምዘሎ ይፍለጥ፡፡ እቲ ኲናት በዚ እንተቀጺሉ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ከቢድ ተፅዕኖ ክፈጥር እዩ፡፡

ሻድሻይ መዓልቲ ዘቁፀረ ሕድሕድ ኲናት ሱዳን ሓያሎ ናይ ደገ ሓይልታት ኢድ ኣእታውነ ከምዘለዎ ዝግለጽ ፣ ካብ ኣሜሪካ ክሳብ ሩሲያ ካብ ኣፍሪካ ክሳብ ዓረብ ሓገራት በቢ ዓቅመን ድልየተን ይፍፅመልና እዩ ዝበለኦ ውሽጣዊ ሓይሊ ብዝተፈላለይ መልክዕ እናሓገዛ እቲ ኲናት ኣዚዩ ክጉሃሃር ምክንያት ይኮኖ ኣሎ ተባሂሉ፡፡

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *