Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ሰነ ስርዓት ምንባር ሕቁፊ ዕምበባ ተሳሊጡ

መበል 35 ዓመት ዝኽሪ ሰማእታት ምክንያት ብምግባር አብ ቀፅሪ ሓወልቲ ሰማእታት ስነ ስርዓት ምንባር ሕቁፊ ዕምበባ ተሳሊጡ።

አብቲ እዋን ላዕለዎት ሓለፍቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን አመራርሓ ውድብ ህውሓትን ኢሉ እውን ላዕለዎት አመራርሓ ሰራዊት ትግራይን ካልኦት ብርክት ዝበሉ አካላትን ዝተረኸቡ ኮይኑ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እዩ ተከቢሩ ዘሎ።

መበል 35 ዓመት ዝክሪ ሰማእታት ሕድሪ ሰውአትና ንሕውየትን ፍትሕን ብዝብል ቴማ አብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ምህላው ይዝከር።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *