2ይ ዙር ሹመት ኤጲስ ቆጶሳት መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ትግራይ ሎሚ 23/11/2015 ዓ/ም ኣብቲ ቅዱስ ስፍራ ኣኩሱም ይካየድ ኣሎ። 3 ኤጲስ ቆጶሳት ክሽወሙ ምኳኖም ምንጭታት ሳይቨር ሓቢሮም ።

Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!