Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ሰበር፡4 ላዕለዎት ሓለፍቲ ግምት ካብ ስራሕ ተላዒሎም

ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ንኣይተ ኣለም ገብረዋህድ (ብምክትል ፕረዚዳንት መዓርግ) ፡
ወ/ሮ ሊያ ካሳ (ኣመሓዳሪት ዞባ ደቡብ ምብራቕ)
ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ (ቺፍ ካቢኔ ሴክሬታርያት)
ኣይተ ተኽላይ ገብረመድህን (ኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜን ምዕራብ) ካብ ዝነበሮም “መንግስታዊ ሓላፍነት” ተላዒሎም ኣለው።


Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *