Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ሰራዊት ዉልቀ መላኺ ኢሳያስ ትካላት መንግስቲ ከተማ ዛላምበሳ ብስፍሓት የዕኑ ከም ዘሎ ተገሊፁ ::

ከንቲባ ከተማ ዛላምበሳ ኣይተ ብርሃነ በርሀ ከም ዝበልዎ ካብ ሰርሓ ንገለባ መንገዲ ንምፅራግ ኣባይቲ እታ ከተማ ብስፍሓት ከዕኑ ቀንዩ እዩ ::

ሐዚ ካብታ ከተማ ዝተረኸቡ ምንጪታት ከም ዘመላኽትዎ ድማ ትካላት መንግስቲ ብስፍሓት እናዕነዎም ከም ዝርከብ ኣረዲኦም ::

ማሕበረሰብ ዓለም ይኹን መንግስቲ ፌደራል ብመሰረት ዉዕሊ ሰላም ፕሪቶርያን ኬንያን ወረርቲ ሓይሊታት ካብ ዝወረርዎ ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ንክወፁ ሓላፍነቶም ክፍፅሙ ንፅዉዕ ክብሉ ገሊፆም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *