ዜና ትግርኛ0 ሰራዊት/ሓይሊፀጥታ ዘይዓጀቦ ምልሰት ተመዛበልቲ ውሕስና ሂወት ዘይብሉ ናብ ኢድ ፀላኢ ምእታው እዩ:: እቲ ምልሰት ብውዕሊ ፕሪቶርያ መሰረት ሕገመንግስታዊ ግዝኣት ትግራይ ንብ ዝነበሮይመለስ ብዝብል ፍፀም ተልዩ ናብ ምምሕዳር ትግራይ ናብ ኢድ ፀጥታ ትግራይን ክኣቱ ኣለዎ ማለት እዩ:: ካብዚ ወፃኢ ናይ ምትሌልን ምጭብርባርን ፖለቲካ እዩ ዝካየድ ዘሎ:: ናይ ተመዛበልቲ ድሕንነት ዘይሕሉ ምልሰት ኬብ ጥቕሙ ጉድኣቱ እዩ ዘመዝን::ተጋዳላይ ሚኪ ራያ ኣብ ተመዛበልቲ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ናይ ምምላሰ ከይዲ ዘይሕገመንግሰታዊ እዪ ክብል ኣብ ፊሰቡክ ገፁ ገሊፁ። Posted byE. AsfawJuly 3, 2024