Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ሰሜን ኮሪያ ኣህጉር ዝሳገር ባለስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ

ሰሜን ኮሪያ ኣህጉር ዝሳገር ባለስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ።

ፒዮንግያንግ ነቲ ምሳኤል ዘወንጨፈቶ ደቡብ ኮሪያን ኣሜሪካን ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ሰሜን ኮሪያ ዝመፅእ መጥቃዕቲ ኒውክሌር ምክልኻል ኣብ ዘኽእል ኩነታት ምዝታየን ስዒቡ ኢዩ ተባሂሉ።

ብመሰረት እዚ 15 ሺሕ ኪሎ ሜትሮ ወይ 9 ሺሕን 300 ማይል ርሕቐት ናይ ምጉዓዝ ዓቕሚ ዘለዎ ባለስቲክ ሚሳኤል ምውንጫፋ ተሓቢሩ።

እቲ ምሳኤል ኩሎም ከባቢታት ጃፓንን ቀንዲ ቀንዲ ግዝኣት ኣሜሪካን ምክላል ከምዝኽእል ሬውተርስ ፀብፂቡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *