Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ሰማእታትና ዝፈፀምዎ ብቃላት ዘይግለፅ ተጋድሎን ጀግንነትን ንህልውና ዝተኸፈለ ክብር መስዋእቲ እዩ።

— ምክትል ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ካብኔ ሰክሬተሪያት ሰላምንፀጥታን ትግራይ ሌተነል ጀነራል ታደሰ ወረደ

ካብ መግለፂ ሌተነል ጀነራል ታደሰ ወረደ :—

★ እዚ ቃልሲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ መንነት ካብ ገፀ ምድሪ ንምጥፋእ ዝዓለመ ኩናት እዩ

★ ህዝቢ ትግራይ ነዚ ክምክት ልዕሊ ዓቕሙ ዝኾኑ ልፍንታውያን ፀላእቲ ገጢሙ ክቡር መስዋእቲ ኸፊሉ እዩ።

★ ሳላ ስውኣትና ከም ህዝቢ ኣብዚ መድረኽ እዚ በፂሕና ኣለና

★ ስውኣትና ናይ ስድርኦም ጥራሕ ኣይኮኑን ናይ ነፍሲ ወከፍ ስድራ ትግራዋይ እዮም።

★ እዚ ብሄራዊ መዓልቲ ሓዘን እንትንዝክር ስውኣትና ንዝወደቕሉ ዕላምኦም ንምስዃዕን ምዕማምን ቃል እንኣተወሉ እዩ።

★ ተጋደላይ ታደሰ ወረደ (ወዲ ወረዳ) ንመላእ ህዝቢ ትግራይን ስድራ ስወኣትን ፅንዓት ተመንዮም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *