Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣኽሱም

ብሰንኪ ወረርቲ ሓይልታት ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ኣኽሱም ኣዕቒቦም ኣብ ከቢድ ፀገም ዝርከቡ ወገናት ፣ናብ መረበትና ብህፁፅ ንመለስ
ወረርቲ ሓይልታት ካብ መሬት ትግራይ ይውፅኡ፣
ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ናብ ንቡር ይመለስ
ፌደራል መንግስትን ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ስምምዕ ፕሪቶርያ ብህፁፅ ክፍፀም ይግበሩ፣ ጥሜትን ምንገልታዕን ተመዛባላይ የብቅዕ ፣ ተሓራሲ መሬት እናሃለወና ክንጠሚ ኣይግባእን ዝብሉን ካልኦትን ጭርሖታት ብምሓዝ ሰለማዊ ሰልፊ የካይዱ ኣለው።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *