Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ሰልፊ ተመዛበልቲ ወገናት ኣብ ከተማ መቐለ!

ብሰንኪ እቲ ቅሉዕ ኲናት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ዝኸፍአ ፀገም ወዲቖም ዘለዉ ወገናት ናብ ቦትኦም ክምለሱን ኩለመዳያዊ ፀገማቶም ንክፍታሕን ዝፅውዕ ሰልፊ እናተኻየደ እዩ።

ሎሚ 15 ግንቦት 2015 ኣብ ብዙሓት ከባብታት ትግራይ ዝሳለጥ ዘሎ ሰልፊ፤ ተመዛበልቲ ወገናት ዘለውሉ ኣዝዩ ሕማቕ ኩነታት ዝገልፅን ፀገማቶም ንክፍታሕ ዝፅውዕን እዩ።

ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ ሰልፊ ናብ መረበትና ብቅልጡፍ ምለሱና፣
ጥሜትንምንግልታዕን ተመዛበልትና ብቅልጡፍ ይፈታሕ፣ግዝኣዊ ሓድነት ትግራይ ናብ ቦትኡ ይመለስ ከምኡ እውን ውዕሊ ፕሪቶርያ ብቅልጡፍ ይተግበር ዝብሉ ጭርሖታት ተሰሚዖም እዮም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *