Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ሰላማዊ ሰልፊ ተመዛበልቲ ኣብ ከተማ ሽረ

ሎሚ 15 ግንቦት 2015 ዓ/ም ኣብ ትግራይ ብዙሓት ዝሳለጥ ዘሎ ሰልፊ፤ ተመዛበልቲ ወገናት ዘለውሉ ኣዝዩ ሕማቕ ኩነታት ዝገልፅን ፀገማቶም ንክፍታሕ ዝፅውዕን እዩ።

ኣብቲ ዝሳፀጥ ዘሎ ሰልፊ ናብ መረበትና ብቅልጡፍ ምለሱና፣ ጥሜትንምንግልታዕን ተመዛበልትና ብቅልጡፍ ይፈታሕ፣ግዝኣዊ ሓድነት ትግራይ ናብ ቦትኡ ይመለስ ፣ ኣደራደርቲ ኣካላት ሓላፍነቶም ይዋፅኡ፣ ናይ ተመዛበልቲ ሓገዝ ዝሰረቍ ወይ ውን ዘጭበርበሩ ሰባት ብቅልጡፍ ናብ ሕጊ ይቕረቡ ከምኡ እውን ውዕሊ ፕሪቶርያ ብቅልጡፍ ይተግበር ዝብሉ ዝተፈላለዩ ጭርሖታት ይርከቡዎም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *