Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ሩሲያ ናይ ጦር መርከባ ብዝተፈፀመላ መጥቃዕቲ ከምዝዓነወት ኣፍሊጣ

ሩሲያ ሓንቲ ናይ ጦር መርከባ ኣብ ፀሊም ባሕሪ ብዝተፈፀማ መጥቃዕቲ ከምዝዓነወት ኣፍሊጣ።

እታ መርከብ ሩሲያ ኣብ ትቆፃፀሮ ግዝኣት ክሬሚያ ኣብ ዝርከብ ወደብ ፊዮዶሲያ ከባቢ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ከምዝዓነወት ኢዮም ብ መዚ ሩሲያ ሓቢሮም ዘለዉ።

እታ ናይ ጦር መርከብ ካብ ተዋጋእቲ ጀታት ብዝተተኮሰ ሚሳኤል ከምዝተወቕዐት ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ኣረጋጊፁ።

ከም ፀብፃብ ቢቢሲ በቲ መጥቃዕቲ ህይውት ሓደ ሰብ ሓሊፉ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *