Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ምእንተና ዝተሰውኡ ደቅና ሰማእታትና እዮም

” ክንፀንዕ ይግባእ ፥ ስድራ እዞም ሰማእታት ምሕጋዝ ናይ ነፍስ ወከፍ ዜጋ ግቡእ ‘ ዩ ።

ተሓጋጊዝና ናብ ልምዓት ክንኣቱ ኣለና። እዚ ተጀሚሩ ዘሎ ሰናይ ተግባር ካልኦት እውን ክስዕብዎ ኣለዎም። ዓድና ሰላም ይግበረልና”

ሎሚ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ሕንጣሎ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ዓፂድ ዝተሳተፉ ኣቦታት ሃይማኖት ትግራይ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *