Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ምቁራፅ ክሲ ሜጀር ጀነራል ክንፈ ዳኘዉ

ክሲ ሜጀር ጀነራል ክንፈ ዳኘዉ ክቛረፅ ከምዝተወሰነ ሚኒስተር ፍትሒ ፌደራል ኣፍሊጡ።

እቲ ሚኒስተር ኣብ ትሕቲ መዝገብ ሜጀር ጀነራል ክንፈ ዳኘዉ ዘሎ መዝገብ ክሲ ክቛረፅ ከምዝተወሰነ እዩ ኣፍሊጡ ዘሎ።

ሜጀር ጀነራል ክንፈ ዳኘዉ ንልዕሊ 5 ዓመታት ብዘይፍርዲ ኣብ ቤት ናእሰርቲ ከምዝርከብ ይፍለጥ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *