ብልዕሊ 180 ሚልዮን ብር ዝተሃነፀ ዘመናዊ ማእኸል መሐብሐቢ ጀጋኑ ውግኣት ተጋደልቲ ተሃኒፁ ንግልጋሎት ድልው ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ሕውየትን እግሪ ምትካልን ጉድኣት ኩናት ትግራይ ኣፍሊጡ።
ከቢድ ጉድኣት ዘለዎም ጀጋኑ ተጋደልቲ ማእኸል ፊዝዮትራፒ ሓዊሱ ንምንቅስቓስ ብዘመቹ መንገዲ ተገይሩ ከምዝተሰርሐ ተገሊፁ ።
Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!