Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ማሕበር ኣክስዮን ንግዲ ኖርዝ ስታር ኣብ ትግራይ ንዘጋጠመ ሓደጋ ድርቅን ጥምየትን ሓገዝ ዝውዕል 2 ሚልዮን ብር ኣበርኪቱ። 

”መንገዲ ኣየር ኖርዘርን ስታር” ኣብ ምጥያሽ ዝርከቡ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ማሕበር ኣክስዮን ንግዲ ኖርዝ ስታርን ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ዝርከብ ቢዝነስ ግሩፕ ኖርዝ ስታርን ኣብ ትግራይ ዝበፅሐ ድርቅን ጥምየትን መፍትሒ ክወሃበሉ ኣብ ዝግበር ኩለመዳያዊ ርብርብ ናይ ባዕሎም ተራ ንምፅዋት ገንዘባዊ ሓገዝ ክገብሩ ከምዝወሰኑ ኣፍሊጡ። 

ነዚ ሓበሬታ ዝሃቡና ኣካያዲ ስራሕ ማሕበር ኣክስዮን ንግዲ ኖርዝ ስታር ኣይተ ቃልክርስቶስ ልኡልሰገድ እቲ ሓገዝ 01/04/2016 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ትግራይ ተረኺቦም ኣረኪበምዎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *