Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ካብ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ዝረኸበን ሰለስተ ዓበይቲ ጀነሬተራት ማይ ንመናእሰይ ሎሚ ኣረኪቡ ።

ነፍስ ወከፈን ካብ 30 ክሳብ 40 ሄክታር ዓቕሚ ምልማዕ ዘለወን ሰለስተ ጀነረተራት ማይ ሎምዓቲ ኣብ ዞባ ማአኸል ትግራይ ወረዳታት ኣበርገለ የጭላ ጣንቋ ምላሽን ማይቅነጣልን ንዝርከቡ መናእሰይ ብሓገዝ ሂቡ ኣሎ ።

እዚን ልዕሊ 1.5 ሚልዮን ብር ግምት ዋጋ ዘለወን ጀነተራት ኣብ ምልዋጥ ሂወት ልዕሊ 400 መናእሰይ ዓብይ እጃም ከም ዘለወን ተገሊፁ ኣሎ ።

እዘን ዓበይቲ ጀነሬተራት ናብ ሰራሕ ክውዕላን ዓቕመን ፀንቂቐን ከልምዓን ብዕቱብ ምሰራሕ ከም ዘድሊ ተሓቢሩ ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *