Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብ 2 ነጥቢ 9 ሚልዮን ብር በጀት ብድርቂ ኣብ ዝተጠቕዓ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብ 2 ነጥቢ 9 ሚልዮን ብር በጀት ብድርቂ ኣብ ዝተጠቕዓ ሓሙሽተ ምሉእ ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ኣበርገለ የጭላ መርሃ ግብሪ ምገባ ተምሃሮ ከምዝጀመረት ኣፍሊጣ።

በቲ መርሃ ግብር 1 ሽሕን 647 ህፃውንቲ ተምሃሮ ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ድማ ንምፍላጥ ተኻኢሉ ኣሎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *