Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ምስ “ሃይፈር ፕሮጀክት ኢንተርናሽናል” ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ምስ ዓለም ለኸ “ሃይፈር ፕሮጀክት ኢንተርናሽናል” ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።

እቲ ስምምዕነት÷ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)ን ፕሬዚዳንትን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ”ሃይፈር ፕሮጀክት ኢንተርናሽናል” ሶሪታ ሳንዶሻን ፈሪሞምዎ፡፡

ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር )÷ ኢትዮጵያ ንብረት ኣየር መሰረት ዝገበሩ ስራሕቲ ዘላቒ ልምዓት ንምትግባር ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ምስ ”ሃይፈር ፕሮጀክት ኢንተርናሽናል” ዝተገበረ ስምምዕት ምትሕብባር ዓብዪ ረብሓ ከምዝፈጥር ገሊፀን፡፡

እቲ ስምምዕነት ስትራቴጂ ልምዓት ቆላማን ሰበኽ ሳግምን ንምድጋፍ ከምኡ እውን ኣብ ትሑት ብርኪ ዝርከቡ ሓረስቶት ሃፍቲታት ውፅኢት እንስሳ ዕዳጋ ዝመርሖ ንምግባር ከምዘኽእል ተሓቢሩ፡፡

ፋና

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *