ዜና ትግርኛ0 መግለፂ መንበረሰላማ ከሣቴብርሃን ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ Posted byE. AsfawAugust 2, 2023
ዜና ትግርኛ መግለፂ ሓይሊ ፀጥታ ትግራይ…!!&⤵ሎሚ መስከረም 27/2017 ዓ/ም ብዛዕባ ምትዕርራይ ግዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣመልኪቶም ክልተ ተፃረርቲ መግለፂታት ወፂኦምን ነዚ ስዒቡ ኣብ ህዝቢ ምርብባሽ ፈጢሩ ኣሎ።~ ~ ~ ~⤵ሓይሊታት ፀጥታ ትግራይ ሰላምን ደሕንነትን ትግራይ ውሑስ ንምግባር በቶም ዝወፁ መግለፂታት ምኽንያት ዝፍጠር ስርዓት ኣልቦነትን ናይ ፀጥታ ሽግርን ክፍጠር ከምዘይፈቅድን እንትፍጠር ድማ ስኽ ኢሉ ከምዘይርኢን ይገልፅ። October 7, 2024