ምንቕቓሕ ቱሪዝም ኣኽሱም ፣ ንቑጠባን ዳግመ ሕውየትን ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ኣኽሱም ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ብምትሕብባር ቤት ምኽርን ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ትግራይ ፣ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ፣ቤት ምኽርን ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ከተማ ኣኽሱምን ሚኒስትር ቱሪዝምን ካልኦት ትካላት ዝተዳለወ እዩ።
ኣብዚ ዓውዲ ምንቕቓሕ ንምፍጣር ላዕለዎት ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ፣ ሚኒስትር ቱሪዝም ፣ ሚኒስትር ሰላም ፣ ማሕበረሰብ ንግድን መራሕቲ ሃይማኖትን ዝተረኸቡ ኮይኖም ንኽልተ መዓልትታት ዝፀንሕ ምኻኑ ተገሊፁ።
ገብረመስቀል ኪሮስ
