ዜና ትግርኛ0 መደብ ምቕባል ተምሃሮ ዩኒቨርስቲ ኣክሱም Posted byE. AsfawJuly 30, 2023 ዩኒቨርስቲ ኣክሱም ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ክካየድ ዝፀንሐ ጀኖሳይዳዊ ኲናት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ከይዲ ምምህር ምስትምሃር ንምጅማር ካብ ነሓሰ 2 / 2015 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 11 መስከረም 2016 ዓ/ም ተምሃሮ ከም ዝቕበል ኣፍሊጡ።