Cyber Power Tigray Media (CPT media )

ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!


Follow us on:
ዜና ትግርኛ
0

መዓልቲ ህፃናት

ህፃናት ትግራይ መዓልቲ ህፃናት ኣብ ፍቖዶ መዕቖቢ ማእኸላት ኣብ ከቢድ ፀገም ኮይኖም የሕልፍዎ ከምዘለው ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ትግራይ ኣፍሊጡ።

ሓላፊት እቲ ቢሮ ሚ/ጀነራል ዘውዱ ኪሮስ ከምዝገለፃኦ ህፃናት ትግራይ ቅድሚ ኩናት ትግራይ ኣብ ክሊ ብሩህ ተስፋ ኮይኖም የኽብርዎ ከምዝነበሩ ብምዝኽኻር ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓመት ግና ይትረፍ መዓልቲ ህፃናት ከኽብሩ ናይ ምንባር መሰሎም ዝተመንጠልሉ ግዘ ምንባሩ ኣረዲእን።

ሎሚ ዓመት ድማ ኣብ ኣንፃራዊ ሃዋህው ሰላም ኮይኖም ይኽብርዎ ምህላዎም ሓቢረን ኮይኑ ግና ሐዚ እውን ኣብ ኩለመዳያዊ ፀገማት ኮይኖም ፍቕዶ መዕቖቢ ተመዛበልቲ ኮይኖም ይሕልፍዎ ምህላዎም ገሊፀን።

ኣብ ሕውየት ስነ ልቦና ህፃናት ኩሉ ክፋል ማሕበረስብ ሓጋዛይ ክኸውን ይግባእ ኢለን።


ድወት

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *