መንበረ ሰላማ ከሣቴብርሃን ብተወሳኺ ድማ ጀጋኑ ሰማእታት ትግራይ እንኮ ህይወቶም ንህላወ ህዝቦም ዘወፈዩ ብምዃኖም ኣብ ዝግበር ፀሎተ ፍትሓት ብዘይ ዝኾነ ይኹን ክፍሊት ግልጋሎት ክወሃብ ከም ዝወሰነ ኣፍሊጡ ኣሎ።
ቤት ፅሕፈት መንበረ ሰላማ ከሣቴብርሃን ላዕለዋይ ቤት ክህነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ እዚ ተግባራዊ ንክኸውን ናብ ኩለን ሃገረ ሰብከታቱ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ ኣሎ።

Cyber Power Tigray Media (CPT media )
ሳይበር ፖወር ትግራይ ሚድያ – ነፃን ህዝባውን ሚድያ እዩ!